📢ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ!

📢ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ!
✅ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፁ ዘለዎ ናይ መንበርን ንግድን ገዛውቲ ንመሸጣ ከምዘዳለና ነበስር!
✅ብ 15% ቅድመ ክፍሊት
✅ዝተረፈ ብ6 ምቹዋት ኣከፋፍላ ግዜ ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ዝውዳእ


1⃣ፕሮጀክት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ (ኣብ ጥቓ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ኣርሴማ)
2B+G+15 ዘመናዊ መንበሪ ኣባይቲ
✅በዓል 1 መደቀሲ ክፍሊ: 67.25 ካሬ ሜትር – 92.03 ካሬ ሜትር
✅በዓል 2 መደቀሲ ክፍሊ: 120.6 ካሬ ሜትር- 158.67 ካሬ ሜትር
✅በዓል 3 መደቀሲ ክፍሊ: 173.92 ካሬ ሜትር- 200.61 ካሬ ሜትር
✅ዋጋ መንበሪ ገዛ፡ 43,435 ብር ን 1ደ ካሬ ሜትር


2⃣ፕሮጀክት ክፍለ ከተማ ሓወልቲ (ከባቢ ዳዕሮ)
2B+G+15 ዘመናዊ መንበሪ ኣባይቲ
✅1 መደቀሲ ክፍሊ: 79.12 ሜ2 – 116.64 ካሬ ሜትር
✅2 መደቀሲ ክፍሊ: 120.6 ሜ2 – 137.46 ካሬ ሜትር
✅3 መደቀሲ ክፍሊ፡ 186.32 ሜ2 – 187.44 ካሬ ሜትር
✅ዋጋ መንበሪ ገዛ፡ 42,023 ብር 1ደ ካሬ ሜትር

adi haki

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *