Elementor #6163

adi haki
Adi haki

ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ !

ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፁ ዘለዎ ናይ መንበርን ንግድን ገዛውቲ ንመሸጣ ከምዘዳለና ነበስር!

  • ብ 15% ቅድመ ክፍሊት
  • ዝተረፈ ብ6 ምቹዋት ኣከፋፍላ ግዜ ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ዝውዳእ
ፕሮጀክት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ (ኣብ ጥቓ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ኣርሴማ) 2B+G+15 ዘመናዊ መንበሪ ኣባይቲ
 
  • በዓል 1 መደቀሲ ክፍሊ: 67.25 ካሬ ሜትር – 92.03 ካሬ ሜትር
  • በዓል 2 መደቀሲ ክፍሊ: 120.6 ካሬ ሜትር- 158.67 ካሬ ሜትር
  • በዓል 3 መደቀሲ ክፍሊ: 173.92 ካሬ ሜትር- 200.61 ካሬ ሜትር
    ዋጋ መንበሪ ገዛ፡ 43,435 ብር ን 1ደ ካሬ ሜትር
ፕሮጀክት ክፍለ ከተማ ሓወልቲ (ከባቢ ዳዕሮ) 2B+G+15 ዘመናዊ መንበሪ ኣባይቲ
 
  • 1 መደቀሲ ክፍሊ: 79.12 ሜ2 – 116.64 ካሬ ሜትር
  • 2 መደቀሲ ክፍሊ: 120.6 ሜ2 – 137.46 ካሬ ሜትር
  • 3 መደቀሲ ክፍሊ፡ 186.32 ሜ2 – 187.44 ካሬ ሜትር
  • ዋጋ መንበሪ ገዛ፡ 42,023 ብር 1ደ ካሬ ሜትር
Hawelti

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *