ራብዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ

  • ራብዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን
  • ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ

ራብዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ተሳሊጡ።

ኣብቲ ጉባኤ ማሕበርኩም ብልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢልዮን ብር ካፒታል ስራሕቲ ልምዓት ሪል ስቴት የሳልጥ ከምዘሎ ተበሲሩ።

ብጉባኤ ዝፀደቑ ክልተ ወሰንቲ ነጥብታት ድማ ሰብ ኣክስዮን ኣብ ዝሓለፈ ዕዉት ጉባኤና ንህንፀት ሪልስቴት ዝሕግዙን ንኣባላት ዝምልከቱን ውሳነታት ተመሓላሊፎም ኣለው።

ብመሰረት እዚ
1. ናይ ግዜ ገደብ (Deadline):
ሰብ ኣክስዮን ዝኣተውዎ ቃል ክፍሊት ሼር ዘይወድኡ ኣብ 3 ወርሒ ውሽጢ ክሳብ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም ተኸፊሉ ክውዳእ ተወሲኑ።


2. ፍሉይ ዕድል (Incentive):
ዝነበሮም ሼር ከፊልኩም ንዝወድኡ ተወሳኺ ሼር ከዕብዩ ምስ ዝደልዩ ድማ ክሳብ ወርሒ ጥሪ 2019 ዓ/ም ብዘይ “ክፍሊት ግልጋሎት” ክገዝኡ ከምዝክእሉ ተበሲሩ እዩ።

እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ድሕሪ ጥሪ 2019 ዓ/ም ንዝህልው መሸጣ ኣክስዮን ግን 10% ተወሳኺ ክፍሊት ግልጋሎት ክህልዎ ወሲኑ እዩ። ስለዚ እዚ ዕድል ከየምልጠኩምን ተረባሕቲ ክትኾኑን ኣብቲ ጉባኤ ፃውዒቱ ቐሪቡ እዩ።

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *