News
ከይዲ ህንፀት ሪልስቴት ሆርን ኣፍሪካ
March 31, 2026
No Comments
ኣብ ከተማ መቐለ ሓወልቲ ሳይት ከባቢ ዳዕሮ ዝሳለጥ ዘሎ ህንፀት ሪልስቴት ሆርን ኣፍሪካ ብዝተተለመሉ ግዘ ሰሌዳን ብፅሬትን ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ


ዉሳነ ጉባኤ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ
February 10, 2026
No Comments
Leave a Comment / News, UN categorized / By Awdi Media መበል ራብዓይ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ክልተ ዓበዪቲን ወሰንቲን ዉሳነታት


ዉሳነ ጉባኤ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ
January 31, 2026
No Comments
መበል ራብዓይ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ክልተ ዓበዪቲን ወሰንቲን ዉሳነታት ኣፅዲቑ። እቲ ኣብ ከተማ መቐለ 03

ጉባኤ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግዲን ኢንዳስትርን ሆርን ኣፍሪካ ብድሙቕ ኣገባብ ተሳሊጡ።
January 28, 2026
No Comments
ራብዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግዲን ኢንዳስትርን ሆርን ኣፍሪካ ተሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግዲን ኢንዳስትርን ሆርን ኣፍሪካ ብልዕሊ 2 ነጥቢ

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ሕፅረት እታዎታት ኮንስትራክሽን ንምፍታሕ ትኹረት ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
April 4, 2025
No Comments
#ቴሌቪዥን_ትግራይ | 06 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም
