Elementor #6163
Adi haki ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ ! ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፁ ዘለዎ ናይ መንበርን ንግድን ገዛውቲ ንመሸጣ ከምዘዳለና ነበስር! ብ 15% ቅድመ ክፍሊት ዝተረፈ ብ6 ምቹዋት ኣከፋፍላ ግዜ ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ዝውዳእ ፕሮጀክት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ (ኣብ ጥቓ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ኣርሴማ) 2B+G+15 ዘመናዊ መንበሪ ኣባይቲ በዓል […]