ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ምዝገባ መሸጣ ሪል ስቴት ከምዝጀመረ እንተበስር ዝለዓለ ታሕጓስ ይስምዖ። ኣብ ከባብታት ክፍለ ከተማ ሓወልቲን ዓዲ ሓቂን ዝተፈላለየ ስፍሓት ዘለዎም ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ።
ድልየት ዘለኩም ዓማዊል ስልኪ ብምድዋል ወይ ድማ ናብ ቤት ፅሕፈት ብኣካል ብምቕራብ ክትምዝገቡ ትኽእሉ። ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ሆርን ኣፍሪካ ተመጣጣኒ ዋጋ ዘለዎምን ቀፃልነት ዘለዎምን ናይ መንበሪን ንግዲ ኣባይቲ መፍትሒታት ብምቕራብ ንዕብየትን ምዕባለን ሕብረተሰብ እጃሙ ከበርክት ቃል ኣትዩ ኣሎ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ፣ ነዚ ዝስዕብ ቁፅሪታት ብምድዋል ሙሉእ ሓበሬታ ክረኽቡ ይኽእሉ
+251 914 706 122
+251 91 403 5382
+251 914 702 437
+251 94 271 3760
ንመፃኢ ናይ መንበሪ ገዛኩም ወይ ንግዲ ቦታኹም ዉሑስ ንምግባር እዚ ዕድል ከየምልጠኩም!