News Page
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ መሸጣ ሪል ስቴት ምዝገባ ጀሚሩ፣ መጋቢት 19፣ 2017 ዓ/ም–
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ምዝገባ መሸጣ ሪል ስቴት ከምዝጀመረ እንተበስር ዝለዓለ ታሕጓስ ይስምዖ። ኣብ ከባብታት ክፍለ ከተማ ሓወልቲን ዓዲ ሓቂን ዝተፈላለየ ስፍሓት ዘለዎም ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ። ድልየት ዘለኩም ዓማዊል ስልኪ ብምድዋል ወይ ድማ ናብ ቤት ፅሕፈት ብኣካል ብምቕራብ ክትምዝገቡ ትኽእሉ። ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ሆርን ኣፍሪካ ተመጣጣኒ ዋጋ ዘለዎምን ቀፃልነት
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ መሸጣ ሪል ስቴት ምዝገባ ጀሚሩ፣ መጋቢት 19፣ 2017 ዓ/ም– Read More »
📢ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ!
📢ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ!✅ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፁ ዘለዎ ናይ መንበርን ንግድን ገዛውቲ ንመሸጣ ከምዘዳለና ነበስር! ✅ብ 15% ቅድመ ክፍሊት✅ዝተረፈ ብ6 ምቹዋት ኣከፋፍላ ግዜ ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ዝውዳእ 1⃣ፕሮጀክት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ (ኣብ ጥቓ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ኣርሴማ) 2B+G+15 ዘመናዊ መንበሪ ኣባይቲ✅በዓል 1 መደቀሲ ክፍሊ: 67.25 ካሬ
📢ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ! Read More »



