ከይዲ ህንፀት ሪልስቴት ሆርን ኣፍሪካ
ኣብ ከተማ መቐለ ሓወልቲ ሳይት ከባቢ ዳዕሮ ዝሳለጥ ዘሎ ህንፀት ሪልስቴት ሆርን ኣፍሪካ ብዝተተለመሉ ግዘ ሰሌዳን ብፅሬትን ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ
ከይዲ ህንፀት ሪልስቴት ሆርን ኣፍሪካ Read More »
Every news will be displayed here.
ኣብ ከተማ መቐለ ሓወልቲ ሳይት ከባቢ ዳዕሮ ዝሳለጥ ዘሎ ህንፀት ሪልስቴት ሆርን ኣፍሪካ ብዝተተለመሉ ግዘ ሰሌዳን ብፅሬትን ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ
ከይዲ ህንፀት ሪልስቴት ሆርን ኣፍሪካ Read More »
Leave a Comment / News, UN categorized / By Awdi Media መበል ራብዓይ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ክልተ ዓበዪቲን ወሰንቲን ዉሳነታት ኣፅዲቑ። እቲ ኣብ ከተማ መቐለ 03 ጥሪ 2018 ዓ/ም ዝተሳለጠ መበል ራብዓይ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ክልተ ዓበዪቲን ወሰንቲን ዉሳነታት ኣፅዲቑ።
ዉሳነ ጉባኤ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ Read More »
መበል ራብዓይ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ክልተ ዓበዪቲን ወሰንቲን ዉሳነታት ኣፅዲቑ። እቲ ኣብ ከተማ መቐለ 03 ጥሪ 2018 ዓ/ም ዝተሳለጠ መበል ራብዓይ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ክልተ ዓበዪቲን ወሰንቲን ዉሳነታት ኣፅዲቑ። እቶም ውሳነታት ሓደ ማሕበር ኣክስዮን ሆርን
ዉሳነ ጉባኤ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ Read More »
ራብዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግዲን ኢንዳስትርን ሆርን ኣፍሪካ ተሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግዲን ኢንዳስትርን ሆርን ኣፍሪካ ብልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢልዮን ብር ስራሕቲ ልምዓት ሪል ስቴት ምጅማሩ ዕላዊ ኮይኑ እዩ። ካልእ ኣብቲ ጉባኤ ክልተ ዓበይቲ ዉሳነታት ተወሲኑ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ዝተወሰኑ ውሳነታት ህንፀት ሪልስቴት ንምቕፃል ካብ ባንኪ ልቓሕ
ጉባኤ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግዲን ኢንዳስትርን ሆርን ኣፍሪካ ብድሙቕ ኣገባብ ተሳሊጡ። Read More »
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ምዝገባ መሸጣ ሪል ስቴት ከምዝጀመረ እንተበስር ዝለዓለ ታሕጓስ ይስምዖ። ኣብ ከባብታት ክፍለ ከተማ ሓወልቲን ዓዲ ሓቂን ዝተፈላለየ ስፍሓት ዘለዎም ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ። ድልየት ዘለኩም ዓማዊል ስልኪ ብምድዋል ወይ ድማ ናብ ቤት ፅሕፈት ብኣካል ብምቕራብ ክትምዝገቡ ትኽእሉ። ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ሆርን ኣፍሪካ ተመጣጣኒ ዋጋ ዘለዎምን ቀፃልነት
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ መሸጣ ሪል ስቴት ምዝገባ ጀሚሩ፣ መጋቢት 19፣ 2017 ዓ/ም– Read More »