Author name: Awdi Media

ራብዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ

ራብዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ተሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ ማሕበርኩም ብልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢልዮን ብር ካፒታል ስራሕቲ ልምዓት ሪል ስቴት የሳልጥ ከምዘሎ ተበሲሩ። ብጉባኤ ዝፀደቑ ክልተ ወሰንቲ ነጥብታት ድማ ሰብ ኣክስዮን ኣብ ዝሓለፈ ዕዉት ጉባኤና ንህንፀት ሪልስቴት ዝሕግዙን ንኣባላት ዝምልከቱን ውሳነታት ተመሓላሊፎም ኣለው። ብመሰረት እዚ 1. ናይ

ራብዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ Read More »

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ሕፅረት እታዎታት ኮንስትራክሽን ንምፍታሕ ትኹረት ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ሕፅረት እታዎታት ኮንስትራክሽን ንምፍታሕ ትኹረት ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። Read More »

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ሕፅረት እታዎታት ኮንስትራክሽን ንምፍታሕ ትኹረት ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

#ቴሌቪዥን_ትግራይ | 06 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ሕፅረት እታዎታት ኮንስትራክሽን ንምፍታሕ ትኹረት ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። Read More »

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ መሸጣ ሪል ስቴት ምዝገባ ጀሚሩ፣ መጋቢት 19፣ 2017 ዓ/ም–

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ምዝገባ መሸጣ ሪል ስቴት ከምዝጀመረ እንተበስር ዝለዓለ ታሕጓስ ይስምዖ። ኣብ ከባብታት ክፍለ ከተማ ሓወልቲን ዓዲ ሓቂን ዝተፈላለየ ስፍሓት ዘለዎም ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ። ድልየት ዘለኩም ዓማዊል ስልኪ ብምድዋል ወይ ድማ ናብ ቤት ፅሕፈት ብኣካል ብምቕራብ  ክትምዝገቡ ትኽእሉ። ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ሆርን ኣፍሪካ ተመጣጣኒ ዋጋ ዘለዎምን ቀፃልነት

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ መሸጣ ሪል ስቴት ምዝገባ ጀሚሩ፣ መጋቢት 19፣ 2017 ዓ/ም– Read More »

adi haki

📢ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ!

📢ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ!✅ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፁ ዘለዎ ናይ መንበርን ንግድን ገዛውቲ ንመሸጣ ከምዘዳለና ነበስር! ✅ብ 15% ቅድመ ክፍሊት✅ዝተረፈ ብ6 ምቹዋት ኣከፋፍላ ግዜ ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ዝውዳእ 1⃣ፕሮጀክት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ (ኣብ ጥቓ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ኣርሴማ) 2B+G+15 ዘመናዊ መንበሪ ኣባይቲ✅በዓል 1 መደቀሲ ክፍሊ: 67.25 ካሬ

📢ዘሐጉስ ፍሉይ ዕድል ሪልስቴት ካብ ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትርን ኣ. ማ! Read More »