UN categorized

UN categorized

ዉሳነ ጉባኤ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ

መበል ራብዓይ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ክልተ ዓበዪቲን ወሰንቲን ዉሳነታት ኣፅዲቑ። እቲ ኣብ ከተማ መቐለ 03 ጥሪ 2018 ዓ/ም ዝተሳለጠ መበል ራብዓይ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ክልተ ዓበዪቲን ወሰንቲን ዉሳነታት ኣፅዲቑ። እቶም ውሳነታት ሓደ ማሕበር ኣክስዮን ሆርን

ዉሳነ ጉባኤ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ Read More »

ራብዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ

ራብዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ተሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ ማሕበርኩም ብልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢልዮን ብር ካፒታል ስራሕቲ ልምዓት ሪል ስቴት የሳልጥ ከምዘሎ ተበሲሩ። ብጉባኤ ዝፀደቑ ክልተ ወሰንቲ ነጥብታት ድማ ሰብ ኣክስዮን ኣብ ዝሓለፈ ዕዉት ጉባኤና ንህንፀት ሪልስቴት ዝሕግዙን ንኣባላት ዝምልከቱን ውሳነታት ተመሓላሊፎም ኣለው። ብመሰረት እዚ 1. ናይ

ራብዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤን ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ Read More »